ኣቢዚ ብራውዘር እዚ ናይግድን ኩኪስ ክፍቀድ ኣለዎ

እዚ ገፅ ክልተ ኩኪስ እዩ ዝጥቀም

እቲ ቀንዲ ተደላዪ ሰሽን ኩኪስ ኮይኑ ብኣብዝሓ ሙድል ሰሽን ይበሃል። እዚ ኩኪስ እዚ በቀፃልነት ካብቲ ገፅ ከይወፃኻ ንምጥቃም ናይግድ ክፍቀደሉ ይግባእ። እንድሕሪ ካብቲ ገፅ ወፂእና ግን እዚ ኩኪስ ይጠፍእ እዩ(ካብቲ ንጥቀመሉ ብራውዘር/መበርበሪ ወይ ሰርቨር)።

እቲ ካልአዋይ ኩኪስ MOODLEID ዝበሃል ኮይኑ ኣብቲ መበርበሪና ናይ ተጠቃማይ ሽም ንምዝካር የገልግለና። እዚ ማለት ናብዚ ገፅ ካልእ ግዘ ክንምለስ ከለና ኣብቲ ናይተጠቃማይ ስምና እነእትወሉ ቅጥዒ ተመሊኡ ንክፀንሐና እዩ። እዚ ኩኪስ ምንፃግ ፀገም የብሉን፣ ኣብነብሲ ወከፍ ናብዚ ገፅ እንኣትወሉ ግዜ ናይተጠቃማይ ስምና ከምብሓዱሽ ክንፅሕፎ ስለ እንኽእል።